News
July 27, 2025መርድእ/Obituary
መርድአ
ሓውና ተኽለወይኒ ቐሺ ገብረማርያም ብሃንደበታዊ ሕማም ኣብ መበል 46 ዕድሚኡ: ሓንቲ ውላድ ገዲፉ: ብዕለት 13 ሓምለ 2025 ስለ ዝዓሪፉ:: ኩሉኹም ኤርትራውይን ነበርቲ ዊኒፐግ፡ ብምኽንያት ዕረፍቲ ሓውና ተኸለወይኒ ቐሺ ገብረማርያም ኣብ 560 Ellice Ave Winnipeg ካብ ሰዓት 10 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 10 ምሸት ሓዘን ከፊትና ስለ ዘለና አብ እንገብሮ ሓዘን ተኻፈልቲ ክትኮኑ: ንሬሳ ሓውና ናብ ዓዲ ናብ ወለዱ ንምልአኽ: ልዕሊ ዓቕምና ስለ ዝኾነ ኩሉኹም የሕዋት ኤርትራውያን ዓቅምኹም ከትሕግዙና
ብትሕትና ንላቦ።
ስድራበት ተኽለወይኒ ቐሺ ገብረማርያም